እንገብሮ

KunstLab

Image

ከንስት ላብ (KunstLab)

ኣብ ከንስት ላብ (Kunstlab) ቆልዑን መንእሰይን ክእለቶም ክረኽቡ ክክእሉን ሓድሽ ክእለታት ብትሕቲ ሰብ ሞያ ጥበበኛታት መምርሒ ኮይኖም ይመሓሩ፡፡ ተኸታታሊ ስልጠናታት ወይ ወርክሾፓት ብተፈላለዩ ዘርፋት ይዳለው ንኣብነት፡ ሙዚቃ ፣ ሳዕስዒት ፣ ቲያትር ፣ ዝራዓዩ ጠበባት ፣ ናይ ዘረባ ቃላት ፣ ፊልምን ፎቶግራፊን፡፡ ሕድሕድ ፕሮጀክት ኣብ ጥበብ መስርሒ ቦታ ብምርዒት ይዛዘም፡፡

መንእሰያት

Image

Image

ሰብ ሞያ ጥበበኛትት ናይ ጥበብ ፕሮጀክታት ምድላውን ጥበባዊ ውክሾፓትን ይቆፃፀሩ ፣ ዕድምኦም ብ መንጎ 15ን 25ን  ንዝርከቡ መንእሰያት፡፡

Image

ናይ ስድራ ፕሮጀክታት

ፍሉይ ናይ ጥበብ ፕሮጀክታት ን ንዕሽተይ ቆልዑን ን ስድራታቶም ክነዳልው ኢና  ምእንቲ ብሓባር ታሪኻት ወይ ዛንታታት ንክፈጥሩ ፣ ናይ ሓጎስ እዋን ክጋረሑ ወይ ብሓባር ከህልፉን  ኣብ ኣውንታዊ ናይ ስድራ ተመክሮታት ከበርክቱ፡፡ 

Image

Image

ቭሮልጅኪ ቤት ትምህርቲ

ካብ ሓደ ናብ ካሊእ ዝግበር ናይ ተሞክሮታት ምምሕሓርን ፤ ሓደ ን ካልእ ምትብባዕን ፍልጠት ምግራሕን ናይ ስራሕና ጽሬትን ጽልዋን ከምዘመሓያይሾ እንኣምን፡፡ብዚ ምክንያት እውን ኩሎም  ናይ ቭሮልጅክሂድ ትካል ሰራሕተኛታትን ፈቓደኛታትን ንክሕወሱ ወይ ንክሳተፉ ይዕደሙን ናይ ቭሮልጅክሂድ ቤት ትምሕርቲ ስልጠናታት ከጠዓዕሙ ወይ ክርበሑ ይግበር፡፡

Image

Image

Lees hier meer over de impact van de activiteiten.