ትካላትን ፈጠርቲ ስራሕን

ትካላትን ፈጠርቲ ስራሕን

ቭሮልጅክሂድ  ናይ ሓገዝ ትካል ዝተደራጀወ በጀት ስለዘይብሉ ኣብ ናይ ውልቀ ልገሳታት ወይ ውሒብቶታት እንምርኮዝ፡፡ 

ከም ትካል ወይ ፈጠርቲ ስራሕ ን ስራሕና ክትሕግዙ ትክእሉ ፣ ንኣብነት ንክስተታት ወይ ፕሮግራማት ሓገዝ ብምግባር ፣ ፍልጠትኹም ምውፋይ ፣ መርበብኹምን ሃብትኹም፡፡ ስፖንሰር ትኮኑሎም ዝከኣሉ መንገድታት ንምምይያጥ ፤ በይዛኹም ን ዴቪድ ሄንሪች ይርከቡ David Henrichs: david@vrolijkheid.nl). 

Image

Image

Image

Image

Image