ናይ ኤዚሲ ነበርቲ

ናይ ኤዚሲ ነበርቲ

ኣብ ቭሮልጅክሂድ  ስራሕ ምስታፍ ትደልዩ ዲኹምን ኣብ ኤዚሲ ዲኹም ትነብሩ? እንተኮይኑ ክትረክቡና እንደልይ! ከም ናይ ኤዚሲ ነበርቲ እብ ንጥፈታትና ምእታው ፤ ንጥፈታት ምድላው ወይከኣ ኣብ ዘለክሉ ኤዚሲ / azc ን ወርክሾፓት ሓገዝ ምግባር ትክእሉ፡፡ 

ብዛዕባ ናይ ቭሮልጅክሂድ ንጥፈታት ኣብ ዘለክሉ ኤዚሲ ሓበሬታ ክትረክቡ ወይ ክትውፍዩ ትደልዩ ዶ?በይዛኹም  ናይ ከባቢኹም ኣታሓባባሪ ይርከቡ ። 

ምናልባሽ እቲ ቭሮልጅክሂድ ኣብ ናትኩም ኤዚሲ ገና ስርሑ ኣይጀመረን ፤ ግን ንምውፋይ ድልየት ኣለኩም፡፡ እንተኮይኑ በይዛኹም በዚ ርከቡና: info@vrolijkheid.nl

Image