ቭሮልጅክሂድ ቤት ትምህርቲ

ኣብ ቭሮልጅክሂድ ከመይ ጥበብ ኣብ ኤዚሲስ / azc’s ብዕውት ኣብ ተግባር ከምዝውእል ምምሓር ክንቅጽል እንደልይ ፤ ተሞክሮታት ንምልውዋጥ ነንባዕልና ምትብባዕ ፤ ብሓፂሩ ብሓቂ “ናይ መምሓሪ ትካል” ንምኳን፡፡ ቭሮልጅክሂድ ቤት ትምህርቲ ናይ ስልጠና ፕሮግራማት ኣብ ስራሕ ዘለው ስነ ጥበበኛታትን ናይ ባህሊ ኣዳለውቲን ካልኦት ኣባላትን ንሓደሽቲ ምልምል መሳርሕቲ ንምሕጋዝ የቅርብ፡፡ብዙህ ስነ ጥበበኛታት ኣሰልጠንቲ ንምኳን ሰልጢኖም እዮም፡፡

ኣድላይ እድላት ካብ ሓደ ናብ ካልእ ምምሕሓር ንፕሮግራም ኣተሓባበርቲ ናይ መዘና መቆጻጸሪ ክፍለ ጊዜታት እዮም፡፡እቶም ዓመታዊ ናይ ምንቅቓሕ መዓልትታት ፤ ሓዱሽ ሓሳባትን ሜላታትን ይቀርበሎም ፤ ንኩሎም ኣብ ቭሮልጅክሂድ ዝሰርሑ ክፉት እዩ፡፡
ቀዳማይረዴት ን ቭሮሊጂክሂድ ሰራረሓና ተወሳኪ ሓበሬታ የቅርብ፡፡

Image

Image

ኩሉ ኣብ ቭሮልጅክሂድ ምስራሕ ዝጅምር ኣብቶም ሓሙሽተ ናይቲ ተቋም መርሒታት ስልጠና ክሳተፍ አለዎ፡፡ብተወሳኪ ናይ ስልጠና ኮርሳት ብዛዕባታት ክቅፅሉ ይክእሉ ከም ዳይቨርሲቲ / ብዙሕነት ፣ መሪሕነት ፣ Non-violent Communication ካብ ግጭት ዝፀረየ ረኽቢ ፣ Involving Residents (ነበርቲ ምስታፍ) ፣ Working with Young People  ምስ መንእሰያት ምስራሕ ፣ Parent-Child ስድራ - ቆልዓ፣ Local Fundraising ከባቢያዊ ሓገዝ ምስብሳብ ፣ ብዙሕ ጥበባዊ ናይ ስልጠና ኮርስታት፡፡ኮርስታት ብመደበኛ ኩነታት ገምጋም ይግበረሎምን ናይ ኩልግዜ ድልየታት ንከማልዑ ምምሕያሻት ክግበረሎም እዩ፡፡  .

ኣብ ዝኾነ ስልጠና ድልየት ኣለኹም ዶ? በይዛኹም በዚ ርከቡና: academie@vrolijkheid.nl.  

Image