ሕብረት
ሕብረት
እቲ ናይ ቭሮልጅክሂድ ናይ ሓገዝ ውድብ ናይ ሰብ ሞያ ጥበበኛታትን ናይ ባህሊ ኣዳለውቲ መርበብ እዩ፡፡ ኩሉ ኤዚሲ ከባቢያዊ ፕሮግራም ንምድላው ናይ ባዕሉ ናይ ቭሮልጅክሂድ ጉጅለ ኣለዎ፡፡እቲ ናይ ከባቢ ጉጅለታት በቲ ብሄራዊ ቢሮ ሓገዝ ይግበረሎም ፣ ብዘለዎ ፍሉይ ባዓል ሙያትት ን ምትሕብባርን ትሕዝቶ ፣ ርክብን ሓገዝ ምስብባብን ፣ ናይ ቢዝነስ ኣመራረሓን ምሕደራን፡፡ሓላፊ ታኮ ሩጋቬር /Taco Ruighaver ናይ ኩሎም ሓላፊነታት ኣለዎ/ዋ፡፡
እቲ መራሒ ቦርድ ናይ ቭሮልጅክሂድ ናይ ሓገዝ ውድብ ስራሕታት ይመርሕን ይቆፃጸርን፡፡ናይ ቦርድ ኣባላት፡
Hassina Bahar / ሃሲና ባሓር
Mayk Koria / ማይክ ኮሪያ
Brian Lo Sin Sjoe / ብራየን ሎ ሲን ጆ
Funda Müjde / ፉንዳ ሙጅ
Charlotte van Rappard-Boon (chair) / ቻርሎት ቫን ራፓርድ - ቡን (ኣቦ መንበር)
Tom Schram (treasurer) / ቶም ሻርም (ናይ ሒሳብ ሹም)
Samiya Saiid / ሳሚያ ሴይድ
ካብ ኩሎም ጉጅለታት ካብ መንእሰይን ካብ ዓቢ ኣባላት ዝተውፃጸኡ እዮም፡፡ መሳርሕቲ ኣብ ኤዚሲ / azc ናይ ምንባር ልምዲ ዘለዎምን ዘየለዎምን ፤ ስነ ጥበበኛታትን ናይ ባህሊ ኣዳለውቲን፡፡ ከም ባዕሎም ናይ ኤዚሲስ / azc’s ነበርቲ ብዙሕነት ወይ ፍልልይ ዘለዎም፡፡ ብዙሕነት ናይ ስራሕና ጽሬት ከምዘመሓያይሽ እንኣምን፡፡
Contact
ኣድራሻ
አድራሻ፥ / Address:
ሪጋካዴ 16
1013 BC ኣምስተርዳም
ኔዘርላንድ
ኢ ሜይል: info@vrolijkheid.nl
ስልኪ: +31(0) 206273287
ናይ ባንኪ ኣካውንት ቁፅሪ: IBAN: NL47 TRIO0338728139
RSIN: 809812290
ቻምበር ናይ’ቲ ኮመርስ ቁፅሪ3፥123985
CBF መለለዪ ፓስፖርት