ናይ ስራሕ ሜላና

De Vrolijkheid hanteert vijf principes voor alle projecten: de 5 V’s. Op basis daarvan worden activiteiten en programma’s ontworpen en geëvalueerd.

Image

እቲ ቭሮልጅክሂድ ኩልጊዜ ብሓሙሽተ ቀንዲ እሴታት መሰረት ይሰርሕ፡፡ንጥፈታትናን ፕሮግራማትና ንምቕራፅን ን ገምጋም ረቋሓ ከም መምርሒታት እንጥቀመሎም ኢና፡፡ 

ሕጉስነት

ቀንዲ እሴትና እዩ፡፡ ኣብ ቭሮልጅክሂድ ኣውንታዊ ምንቅስቓሳት ፣ ነፃን ጭንቂ ዘይብሎም እዋናት ፣ ስምዒት ሓፍ ዘብሉ ዝክሪታት ኣብ ምፍጣር ትኩረት እንገብር፡፡

ደሕንነት

ኣብ ኤዚሲስ ዛዕባ እዩ. ነዚ እዩ ናይ ስነ ጥበበኛታትን ፈቓደኛታትን ርጉእ ጉጅለ ንምድላው ዓብይ ዋጋ እንሕብ ፤ ኩሉ ደሕንነቱ ዝስመኦን ዝረጋጋኣሉ ከባቢ ንምፍጣር፡፡

እምነት

ብካልኦትን ብባዕልና ኣብ ጽግእተኝነት ከይዲታት ኣብ ሕቶ ክኣትው ይክእል፡፡ስለዚ ብእምነት ዝተሞልኡ ርክባት ምፍጣር ቁልፊ ኣካል ብቭሮልጅክሂድ ዝዳለው ዝኮነ ናይ ጥበብ ፐሮጀክት እዩ፡፡

ዛንታ

ኣብ ቭሮልጅክሂድ ዘሎ ጥበብ ይገልጽ፡፡ ብዝተፈላለዩ ናይ ጥበብ መንገድታት ዛንታ ወይ ታሪኽ ምትራኽ ናይ ሜላና ቀንዲ ኣካል እዩ፡፡

ሪዚሊየንስ 

ከቢድ ኩነታት እንትኮን እውን ኣውንታዊ ርእይቶ ናይምትሓዝ ወይ ኣውንታዊ ናይምኳን ክእለት እዩ፡፡ ኣብ ቭሮልጅክሂድ  ናይ ቆልዑን መንእሰያትን ሪዚሊየንስ ብ ጥበብ ፣ ኣብ ክእለቶም ፣ ትምኒቶምን ጽሬቶምን ኢንቨስት ወይ ፈሰስ ብምግባር ኣብ ምጥንካር ትኩረት እንገብር፡፡


*ቀዳማይ ረዲኤት ን ቭሮሊጂኬሄድ ኣብ ኣሰራረሓና ተወሳኪ ሓበሬታ የቅርብ፡፡

Image