ወፈያ
ወፈያ
ከም ቭሮልጅክሂድ ናይ ጥበብ ፕሮጀክታት ኣብ ደች ኤዚሲስ ንዝነብሩ ቆልዑን ን መንእሰይን ካብ 1999 ጀሚሩ እናዳለውና ኔርና፡፡ ንስራሕና ኣብ ናይ ውልቀ ልገሳታት ወይ ውሕብቶታት እንምርኮዝ ፤ ምክንያቱ ካብ መንግሰቲ ዝተደራጀወ በጀት ኣይንረክብን፡፡ ምስ ናትኩም ሓገዝ ናይ ኤዚሲስ ነበርቲ መንእሰያት ናይ ጥበባዊ ክእለቶም ከማዕብሉን ታሪኾም ወይ ዛንታኦም ክነግሩ ይክእሉ፡፡
ናብ ቭሮልጅክሂድ ብውሒብቶ ይወፍዩ!
እቲ ቭሮልጅክሂድ ናይ ሓገዝ ተቋም ANBI ካብ ዝባሓሉ እዩ (ናይ ህዝቢ ረብሓ ደው ዝበለ ዝፍለጥ ተቋም). ስለዚ ውሒብቶኹም ታክስ ዝቅነሰሉ ክከውን ይክእል፡፡ንተወሳኪ ሓበሬታ ይርከቡና ብ: info@vrolijkheid.nl.
Nationale Stichting ter Bevordering van Vrolijkheid, RSIN 809812290. IBAN: NL47 TRIO0338728139.