ናይ ባህሊ ትካላት
ናይ ባህሊ ትካላት
ከም ቭሮልጅክሂድ ብሰሙን ዳርጋ 100 ጥበባዊ ውርክሾፓት ኣብ ኤዚሲስ ኣብ ኩሉ ኔዘርላንድ እነዳልው ኢና፡፡ ብውጽዒቱውን ብዙህ መፅሐፍቲ ፣ ናይ ሳዕስዒት ምርዒታት ፣ ግጥሚ ፣ ዝረኣዩ ናይ ጥበብ ምሕርትታት ፣ ናይ ኣኒሜሽን ፊልምታት ወዘተ የምፅዕ፡፡
ናትኩም ናይ ባህሊ ተቋም እውን ኣብ ስራሕና ክውፍይ ይክእል፡፡ንኣብነት ናይ ምርዒት ቦታ ክፍቲ ብምግባር ፣ ወርክሾፓት ምድላው ፣ ናይ ጥበብ መሳርሒታት ወይ ካልእ ሃብቲ ብምሓብ፡፡
ምውፋይ ትደልዩ ዲኹም? እንተኮይኑ በይዛኹም በዚ ርከቡና: info@vrolijkheid.nl.