እቲ ቭሮልጅክሂድ

እቲ ቭሮልጅክሂድ

እቲ ቭሮልጅክሂድ (እቲ ብሄራዊ ናይ ሕጉስነት መተባብዒ ትካል) ናይ ጥበብ ሞያተኛታትን ናይ ባህሊ ኣዳለውቲ መራኸቢ እዩ፡፡ ናይ ጥበብ ፕሮጀክታት ኣብ ደች ኤዚሲስ (ናይ ጽግዕተኛታት ማዕከል) ምስ ቆልዑ ፣ መንእሰያት ፣ ናቶም ወለድታትን ምስ ብዙህ ፍቓደኛታት ብሓባር ብምኳን እነምዕብል፡፡

ሳዕስዒት ፣ ቲያትር ፣ ሙዚቃ ፣ ሓዱሽ ሚድያን ዝራዓዩ ጥበባት ታሪኻት ወይ ዛንታታት ንምሕናፅ እንጥቀመሎም መሳርሒታት እዮም፡፡ ሕጉስ ቦታታት ኣብ ሓዲሽ ተመክሮታት ንምስታፍን ናይ ሓደ ክእለት ንምርኻብን  የተባብዑ፡፡

Image