ልኡኽን ራእይን

ልኡኽ

ናይ ጥበባዊ ተሞክሮታት ብምድላው ኣብ ደች ኤዚሲስ / Dutch azc’s  ንዝነብሩ  ቆልዑ ፣ መንእሰያትን ስድራታቶም ምዕባለን ምብርትታዕን ኢንቨስት ወይ ፈሰስ እንገብር፡፡

 

ራእይ

ማህበረሰብና ኣብ ደች ኤዚሲስ / Dutch azc’s ዝነብሩ መንእሰያት እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ኢሉ ከቕበሎም ከምዘለዎ እንኣምን ፤ ንሕና ብሓባር ኣብ ማዕረ መበገሲ ብምስራሕ ኣርኣያ ክንከውን እንደልይ፡፡በዚ መገዲ መንእሰይ ጽግዕተኝነት ደለውቲ ናብ ማሕበረሰብና ዝገብርዎ ምትሕውዋስ ወይ ሓቓፍነት ማሕበረሰብና ክነመሓያይሽ እንደልይ፡፡ 

Image